Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 41:17 - መፅሓፍ ቅዱስ

17-18 እስማኤል ወዲ ናታንያ፥ ነቲ ንጉስ ባቢሎን ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ዝሸሞ ጎዶልያስ ወዲ ኣኪቃም ስለ ዝቐተሎ፥ ንባቢሎናውያን ብምፍራሖም ንግብፂ ክኸዱ ነቐሉ። ኣብታ ኣብ ጥቓ ቤተልሔም ዘላ፥ ጌሮት ከመዓም እትብሃል ቦታ ኸዓ ሰፈሩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 41:17
6 Referencias Cruzadas  

“ኣቱም ተረፍ ቤት ይሁዳ፥ እግዚኣብሄር ናብ ግብፂ ኣይትኺዱ ኢሉኩም እዩ፤ ኣነውን ሎሚ ኣጠንቅቐኩም ከም ዘለኹ ብርግፅ ፍለጡ።


ሽዑ ዮሃናን ወዲ ቃሬያን ኵሎም ኣሕሉቕ ሰራዊትን፥ ነቶም ኣብ ሃገር ይሁዳ ኽቕመጡ ኻብተን ተቐሚጦምወን ዝነበሩ ሃገራት ዝተመለሱን፥ ንዅሎም እቶም ኣብ ይሁዳ ተሪፎም ዝነበሩን፥ ምስኣቶም ንግብፂ ወሰድዎም።


ንቓል እግዚኣብሄር ኣይሰምዑንሞ ናብ ግብፂ ኣተዉ፤ ክሳዕ ጣፍናስ ከዓ በፅሑ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos