Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 41:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 እስማኤል ወዲ ናታንያ ግና፥ ምስ እቶም ሓቢሮምዎ ዝነበሩ ሸሞንተ ሰብኡት፥ ካብ ዮሃናን ኣምሊጡ ናብ ደቂ ኣሞን ከደ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 41:15
9 Referencias Cruzadas  

ነፍሲ ወከፍ ድማ ኣብ ቅድሚኡ ንዝነበረ ሰብ ቀተለ፤ ሶርያውያን ከዓ ሃደሙ፤ እስራኤላውያን ድማ ሰጐጒዎም። ወልደ ኣዴር ንጉስ ሶርያ ኸዓ፥ ምስ ሓድሓደ ፈረሰኛታት ኮይኑ፥ ብፈረስ ኣምለጠ።


በታ ሻውዐይቲ ወርሒ ግና፥ እቲ ኻብ ዘርኢ ንጉስ ዝነበረ እስማኤል ወዲ ናታንያ፥ ወዲ ኤሊሻማ፥ ዓሰርተ ሰብ ምስኡ መፂኦም ንጎዶልያስ ቀተልዎ፤ ነቶም ምስኡ ኣብ ምፅጳ ዝነበሩ ኣይሁድን ከለዳውያንንውን ቀተልዎም።


እቲ ሓጥእ ንመዓልቲ መዓት ከም ዝሕሎ፥ ንመዓልቲ ቝጥዓውን ከም ዝፀንሕዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም?


ቀታሊ ሰብ ክሳዕ ዕለተ ሞቱ ይሃድም፤ ሓደ እኳ ኣየፀግዖን።


ኵሎም እቶም እስማኤል ካብ ምፅጳ ማሪኹ ዝወሰዶም ሰባት፥ ኣምሊጦም ናብ ዮሃናን ወዲ ቃሬያን ተመሊሶም ከዱ።


ሽዑ እስማኤል ወዲ ናታንያን እቶም ምስኡ ዝነበሩ ዓሰርተ ሰባትን ተሲኦም ነቲ ንጉስ ባቢሎን ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ሸይምዎ ንዝነበረ ጎዶልያስ፥ ወዲ ኣኪቃም ወዲ ሳፋን፥ ብሰይፊ ሰዪፎም ቀተልዎ።


እቶም ደቂ ዓዲ ኸዓ፥ እታ ኣፍዑት ኣብ ኢዱ ኣንጠልጢላ ምስ ረአዩዋ፥ ንስንሳቶም “እዝ ሰብኣይ እዙይ ብርግፅ ቀታሊ ነፍሲ እዩ፤ ካብ ባሕሪ እኳ እንተ ደሓነ፥ ፍርዲ እግዚኣብሄር ብህይወት ክነብር ኣይሓደጎን” ተበሃሃሉ።


ዳዊት ድማ ፅልግልግ ክብል እንተሎ ጀሚሩ፥ ክሳዕ ንፅባሒቱ ምሸት ወግኦም። ብዘይ እቶም ኣርባዕተ ሚእቲ ኣግማል ተቐሚጦም ዝሃደሙ ኣጓብዝ፥ ካብኣቶም ሓደ ሰብ እኳ ኣየምለጠን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos