Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 40:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ሽዑ ኤርሚያስ ናብ ጎዶልያስ ወዲ ኣኪቃም ናብ ምፅጳ ኸደ እሞ፥ ምስኡ ኣብ ማእኸል እቶም ኣብታ ሃገር ተሪፎም ዝነበሩ ህዝቢ ተቐመጠ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 40:6
8 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንጉስ ኣሳ ንዅሉ ህዝቢ ይሁዳ ኣኪቡ ነቲ ባኦስ ንጉስ እስራኤል ንራማ ኽዕርደሉ ኢሉ ኣኪብዎ ዝነበረ ኣእማንን ኣዕፃውን ወሰደ፤ ብእኡ ገይሩውን ንጌባን ንሚፅጳን ዓረደን።


ንኤርሚያስ ካብ ኣደባባይ ቤት ማእሰርቲ ኣውፅእዎ። ናብ ቤቱ ኽወስዶ ኸዓ ንጎዶልያስ ወዲ ኣኪቃም ወዲ ሳፋን ብሓደራ ሃብዎ። ኤርሚያስ ድማ ኣብ ማእኸል ህዝቡ ተቐመጠ።


ኣብ ሻውዓይ ወርሒ ናይታ ዓመት፥ እቲ ኻብ ዘርኢ ንጉስን ካብ መኳንንቲ ንጉስን ዝነበረ እስማኤል፥ ወዲ ናታንያ ወዲ ኤሊሳማ፥ ዓሰርተ ሰብ ሒዙ ናብ ጎዶልያስ ወዲ ኣኪቃም ናብ ምፅጳ መፀ። ኣብኣ ኸዓ ዅሎም ሓቢሮም እንጀራ በልዑ።


ዲልዓንን ምፅጳን ዩቅትኤልን፥


ምፅጳን ከፊራን ኣሞቂ፥


ሽዑ ዅሎም ደቂ እስራኤል ወፁ። እቲ ማሕበርውን ካብ ዳን ክሳዕ ቤርሳቤህን ካብ ምድሪ ገለዓድንውን ከም ሓደ ሰብ ኮይኖም፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብ ምፅጳ ተኣከቡ።


ደቂ እስራኤል “ካባና ሓደ እኳ ጓሉ ንብንያማዊ ኣየመርዕዋ” ኢሎም ኣብ ሚፅጳ ተመሓሒሎም ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos