Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 38:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 እቶም ኣሕሉቕ ምሳኻ ኸም ዝተዛረብኩ እንተ ሰሚዖም፥ ናባኻ መፂኦም ድማ ‘ንንጉስ እንታይ ከም ዝበልካዮ፥ እቲ ንጉስ ድማ እንታይ ከም ዝበለካ እንተይሓባእኻ እንተ ነጊርካና ኣይንቐትለካን ኢና’ እንተ በሉኻ፥

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 38:25
4 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንጉስ ነታ ሰበይቲ “በይዛኺ፥ እዝ ኣነ ዝጥይቐኪ ነገር ኣይትሕብእለይ” ኢሉ መለሰላ። እታ ሰበይቲ ኸዓ “ጐይታይ ንጉስ፥ ተዛረብ ደኣ” በለት።


ሽዑ ሴዴቅያስ ንኤርሚያስ ከምዙይ በሎ፦ “ነዝ ቃል እዙይ ሓደ እኳ ኣይፍለጥ፤ ንስኻውን ኣይትሞትን።


ሽዑ ዅሎም እቶም ኣሕሉቕ ናብ ኤርሚያስ መፂኦም ጠየቕዎ። ንሱ ኸዓ ኸምቲ ዅሉ ንጉስ ዝኣዘዞ ነገሮም። እቲ ነገር ኣይተሰምዐን ነበረ እሞ፥ ስቕ ኢሎም ከዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos