15 ኤርሚያስ ድማ ንሴዴቅያስ “እንተ ነገርኩኻ ብርግፅ ኣይትቐትለንንዶ? እንተ መኸርኩኻ ኸዓ ኣይትሰምዐንን ኢኻ” በሎ።
“ሕዚ ድማ ህይወትክን ህይወት ሰሎሞን ወድኽን እተድሕንሉ ምኽሪ ኽመኽረኪ ንዒ።