17 ንባሮክ ድማ “እስኪ ንገረና ኸመይ ጌርካ ኢኻ እዝ ዅሉ ቓላት እዙይ ካብ ኣፉ ዝፀሓፍካዮ?” ኢሎም ጠየቕዎ።
ስለዙይ ፈሪሳውያን ከመይ ኢሉ ኸም ዝረአየ መሊሶም ጠየቕዎ። ንሱ ድማ “ፀብሪ ኣብ ኣዒንተይ ገበረለይ፤ ተሓፀብኩ እሞ ረአኹ” በሎም።