Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 35:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ንሕናውን ኣቦና ኢዮናዳብ ወዲ ሬካብ ዝኣዘዘና ዅሉ ቓል ፈፂምና ኢና፤ ንሕናን ኣንስትናን ኣወዳትናን ኣጓላትናን ድማ ብዅሉ ዘመንና ፈፂምና ወይኒ ኣይንሰትን ኢና።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 35:8
7 Referencias Cruzadas  

ለባም ውሉድ ተግሳፅ ኣቦኡ ይሰምዕ፤ መላገፂ ግና ተግሳፅ ኣይሰምዕን።


ወደይ፥ ስማዕ፤ ንቓለይ ድማ ተቐበል፤ ዓመታት ዕድሜኻውን ክነውሕ እዩ።


ወደይ፥ ንትእዛዝ ኣቦኻ ሓልዎ፤ ንሕጊ ወላዲትካ ኸዓ ኣይትሕደግ።


ኣቱም ውሉድ፥ ግቡእ እዩ እሞ፥ ንወለድኹም ብጐይታ ተኣዘዝዎም።


ኣቱም ውሉድ፥ ንእግዚኣብሄር የሐጕስ እዩ እሞ፥ ንወለድኹም ብዅሉ ተኣዘዝዎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos