Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 30:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 እግዚኣብሄር ብዛዕባ እስራኤልን ብዛዕባ ይሁዳን ዝተዛረቦ ቓል እዙይ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 30:4
2 Referencias Cruzadas  

እንሆ እተን ንህዝበይ እስራኤልን ይሁዳን፥ ካብ ምርኮ ዝመልሰለን መዓልቲታት ክመፃ እየን፤ ናብታ ነቦታቶም ዝሃብክዋ ሃገር ክመልሶም እየ፤ ንሳቶምውን ክወርስዋ እዮም፤ ይብል እግዚኣብሄር።”


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ እሞ፦ “ዘፍርሕ ድምፂ ሰማዕና፤ ናይ ፍርሓት እምበር ናይ ሰላም ኣይኮነን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos