Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 27:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19-20 ናቡከደነፆር ንጉስ ባቢሎን ንኢኮንያን፥ ወዲ ኢዮኣቄም ንጉስ ይሁዳን፥ ንዅሎም ኣሕሉቕ ይሁዳን ኢየሩሳሌምን፥ ካብ ኢየሩሳሌም ናብ ባቢሎን ማሪኹ ኽወስዶም እንተሎ፥ ኣዕማድን ብነሃስ ዝተሰርሐ መዕቘሪ ማይን ወናብርን ዝተፈላለየ ኣቑሑ ቤተ መቅደስን ሓዲጉ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 27:19
10 Referencias Cruzadas  

ብዝፈሰሰ ነሃስ ገይሩ ኸዓ ኸቢብ መዕቘሪ ማይ ሰርሐ፤ ካብ ወሰን ክሳዕ ወሰን ሰንጣቒቱ ዓሰርተ እመት፥ ዙርያኡ ኸዓ ሰላሳ እመት፥ ዕምቈቱ ድማ ሓሙሽተ እመት ነበረ።


ብነሃስ ገይሩ ኸዓ መንኰራዅር ዘለዎ መቐመጢ ኣቑሑ ገበረ፤ ምንዋሑ ኣርባዕተ እመት፥ ምግፋሑ ኸዓ ኣርባዕተ እመት፥ ቁመቱውን ሰለስተ እመት ነበረ።


እቶም ከለዳውያን ድማ ነቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ዝነበረ ብነሃስ ዝተሰርሐ ኣዕማድን ነቲ መቐመጢ ኣቑሑን ነቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ዝነበረ ጋብላ ነሃስን ሰባበርዎ። ነቲ ነሃስ ከዓ ናብ ባቢሎን ወሰድዎ።


ቁመት እቲ ሓደ ዓምዲ ዓሰርተ ሸሞንተ እመት ነበረ፤ ኣብ ልዕሊኡ ኸዓ ብነሃስ ዝተሰርሐ ጕልላት ነበሮ፤ ቁመት እቲ ጉልላት ድማ ሰለስተ እመት ነበረ፤ ነቲ ጕልላት ከዓ ብዙርያኡ ዓይኒ ርግብን ሮማንን ነበሮ፤ እዝ ዅሉ ኸዓ ብነሃስ ዝተገብረ ነበረ። ነቲ ኻልኣይ ዓምዲ ድማ ምስ ዓይነ ርግቡ ኸምኡ ነበሮ።


ንሱ ኸዓ ንዅሉ ኣቑሑ ቤት እግዚኣብሄር ዓቢይን ንእሽተይን፥ ንመዛግብቲ ቤት እግዚኣብሄርን መዛግብቲ ንጉስን ንሹመኛታቱን ናብ ባቢሎን ወሰዶ።


ዮድ። ፀላኢ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ሃብታ ኢዱ ዘርግሐ፤ ኣብ ማሕበርካ ኸይኣትዉ ዝኸልከልካዮም ኣህዛብ፥ ኣብ ቤተ መቕደስ ክኣትዉ እንተለዉ ረአየቶም።


እግዚኣብሄር ድማ ንኢዮኣቄም ንጉስ ይሁዳ፥ ካብ ቤት እግዚኣብሄር ኣቑሑ ኸፊሉ፥ ንናቡከደነፆር ኣብ ኢዱ ኣሕሊፉ ሃቦ። ንሱ ኸዓ ነቶም ዝማረኾም፥ ናብ ሰናዖር ናብ ቤት ኣማልኽቱ ወሰዶም፤ ነቲ ኣቑሑውን፥ ኣብ ቤት መዛግብቲ ኣማልኽቱ ኣእተዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos