37 ነቲ ነቢይ፥ እግዚኣብሄር እንታይ መለሰልካ? እግዚኣብሄር እንታይ እዩ ዝተዛረበ? ደኣ ይበል።
ግና ኽብሪ ኣብ ምድርና ምእንቲ ኽሓድር እዩ፤ ምድሓኑ ነቶም ዝፈርሕዎ ቐረባ እዩ።
ንቓል ህያው ኣምላኽ፥ ናይቲ ኣምላኽና ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ስለ ዝለወጥኩም፥ ድሕሪዙይ ‘ፆር እግዚኣብሄር’ ኣይትበሉ፤ ነፍሲ ወከፍ ቃሉ፥ ፆር ክኾኖ እዩ።
‘ሸኽሚ እግዚኣብሄር’ እንተ በልኩም እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ኣነ ሸኽሚ እግዚኣብሄር ኣይትበሉ ኢለ ልኢኸልኩም፥ ንስኻትኩም ነዝ ቓል እዙይ ሸኽሚ እግዚኣብሄር ኢልኩም ኢኹምሞ፤