15 እቲ ነቦይ “ወዲ ተወሊዱልካ” ኢሉ ዘበሰሮ እሞ፥ ዘሐጐሶ ሰብ ርጉም ይኹን።
መሊሳውን “ሳራ ቘልዓ ኸም እተጥቡ፥ ንኣብርሃም መን ምነገሮ? ኣብ እርግናኡ ንኣብርሃም ወሊደሉ እየሞ” በለት።
ንሱ ሓጐስን ደስታን ክኾነልካ እዩ፤ ብምውላዱውን ብዙሓት ክሕጐሱ እዮም።