Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 20:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ንዝፀገማ ነፍሲ፥ ካብ ኢድ ክፉኣት፥ ኣድሒንዋ እዩ እሞ፥ ንእግዚኣብሄር ዘምሩ፤ ንእግዚኣብሄር ወድስዎ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 20:13
9 Referencias Cruzadas  

እዝ ምስኪን እዙይ ኣእወየ፤ እግዚኣብሄር ድማ ሰምዖ፤ ካብ ኵሉ መከራኡውን ኣድሓኖ።


እግዚኣብሄር ንድኻታት ይሰምዖም እዩሞ፤ ነቶም እሱራትውን ኣይንዕቕን እዩሞ።


ንዝተሸገሩ ህዝብኻ ብሓቂ ትፈርደሎም፤ ንደቂ ምስኪናትካ ድኻታትውን ተድሕኖም፤ ነቲ ዕቡይ ድማ ኽተዋርዶ ኢኻ።


ንስኻ ንድኻ ዕርዲ፥ ንፅጉም ኣብ መከራኡ መፀግዒ፥ ካብ ፀፍዒ መዕቐሊ፥ ካብ ሃሩር መፅለሊ ኾንካ፤ እስትንፋስ ቍጥዓ ጨካናት፥ ከምቲ ንመንደቕ ዝወቅዕ ማዕበል እዩ እሞ።


ካብ ኢድ ክፉኣት ከናግፈካ፥ ካብ ኢድ ሓያላት ከዓ ኽቢዘወካ እየ፤ ይብል እግዚኣብሄር።”


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ስለ ያእቆብ ብደስታ ዘምሩ፤ ስለ እቲ ሓለቓ ኣህዛብ ዕልል በሉ፤ ዓው ኢልኩም ምስጋናኹም ኣስምዑ፤ እግዚኣብሄር፥ ንተረፍ ህዝብኻ እስራኤል ኣድሕን” በሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos