Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 18:14 - መፅሓፍ ቅዱስ

14 በረድዶ፥ ካብቲ ኸውሕታት ሊባኖስ፥ ተፈልዩ ይፈልጥ እዩ? እቲ ኻብ ርሑቕ ዝወርድ፥ ዝሑል ወሓዚ ማይከ ይነፅፍ ድዩ?

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 18:14
3 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ከምዙይ ዝበለ ነገር ዘስምዐ እንተ ሃልዩ፥ እስኪ ኣብ ማእኸል ኣህዛብ ጠይቑ። እታ ድንግል እስራኤል፥ የመና ኽፉእ ነገር ገይራ እያ።


ህዝበይ ግና ንኣይ ረሲዑኒ፤ ነቶም ከንቱ ዝኾኑ ጣዖታት ይዓጥን ኣሎ፤ ካብቲ ክኸደሉ ዝግብኦ መንገዲ ተሰናኺሉ፤ ነቲ ናይ ጥንቲ መንገዲ ሓዲጉ፥ በቲ ዘይተፀርገ ቐይናን መንገዲ ይኸይድ ኣሎ።


ስምኦን ጴጥሮስ ከዓ “ኦ ጐይታ፥ ንስኻ ናይ ዘለኣለም ቃል ህይወት ኣለካ፤ ናብ መን እሞ ኢና ኽንከይድ?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos