Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 15:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ቃልካ ምስ ረኸብኩ በላዕኽዎ፤ ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት፥ ብስምካ ተሰምየ እየ እሞ፥ ቃልካ ሓጐሰይን ፍስሃ ልበይን ኮነኒ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 15:16
13 Referencias Cruzadas  

ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ነቲ ዝነገርዎም ቃል ስለ ዘስተውዓልዎ ኽበልዑን ክሰትዩን ነቶም ዘይብሎምውን ከፊሎም ክሰዱሎምን፥ ዓብዪ ሓጐስ ክሕጐሱ ነናብ ገዝኦም ከዱ።


ካብ ትእዛዝ ከንፈሩውን ኣይተመለስኩን፤ ካብ ኵሉ ሃብተይ ኣብሊፀ፥ ንቓል ኣፉ ኣብ ልበይ ዓቘርክዎ።”


ናይ ልበይ ሓጐስ እዩ እሞ፥ ምስክርነትካ ንዘለኣለም ወረስኩ።


ብትእዛዛትካ እሕጐስ፤ ንቓልካውን ኣይርስዖን እየ።


ካብ ኣእላፋት ወርቅን ብሩርን ሕጊ ኣፍካ ይሕሸኒ።


ኦ ጐይታ፥ ንሕግኻ ኽንደይ ፈተኹዎ! ምሉእ መዓልቲ እውን አስተንትኖ ኣለኹ።


ካብ ወርቅን ካብ ዝኸበረ ዕንቍን ይፍቶ፤ ካብ መዓርን፥ ካብ ወለላ መዓርን ድማ ይጥዕም።


ስለ ምንታይከ ኸምቲ ቀባሕባሕ እናበለ፥ ከናግፍ ዘይኽእል ጅግና ትኸውን? ኦ እግዚኣብሄር ንስኻ፥ ብርግፅ ኣብ ማእኸልና ኣለኻ፤ ንሕና ብስምካ ተፀዊዕና ኢና እሞ፥ ኦ እግዚኣብሄር ኣይትሕደገና።


“ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፥ ዝብለካ ዘለኹ ስማዕ፤ ከምታ ዓማፂት ቤት፥ ዓማፂ ኣይትኹን፤ ኣፍካ ኽፈት፤ ነዝ ዝህበካ ዘለኹ ድማ ብልዓዮ።”


“ኣታ ቤት ያእቆብ እትብሃል! ብሓቂ መንፈስ እግዚኣብሄር ዘይዕገስ ድዩ? ስራሑኸ ኸምዙይ ድዩ? ቃለይስ ብቕንዕና ንዝኸይድ ሰናይዶ ኣይገብርን?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos