6 ኣእዱግ በረኻ ድማ፥ ኣብ በረኽቲ ደው ኢለን፥ ከም ወኻሩ ላህልሃ፤ ሳዕሪ ስለ ዝሰኣና ድማ ኣዒንተን ፈዘዛ።
እታ ኣዳራሹ ዑና ኽትከውን እያ፤ እታ ናይ ብዙሓት ሰባት ከተማውን ፀው ክትብል እያ። ዕርድን ግምብን ከዓ ንሓዋሩ መዐንደሪ ኣድጊ በረኻን መዋፈሪ መጓሰን ክኸውን እዩ።
ኣብ ምድረ በዳ ኸም ዝለመደት፥ ንድልየታ ንፋስ ከም እተሽትት፥ ካብ ድልየታ ኽኽልክል ዝኽእል ከም ዘየለ፥ ኣድጊ በረኻ ኾንኪ፤ ዝደልይዋ ዅላቶም ኣይደኽሙን፤ ኣብ ወርሓታ ይረኽብዋ።
ፌ። ነቲ ኸቶ ዘይመፅእ ሓገዝ ክንጥምት፥ ኣዒንትና ጠፊአን፤ ብምፅባይና ኻብቲ ኸድሕን ዘይኽእል ህዝቢ፥ ሓገዝ ተፀበና።
ካብዙይ ዝተልዓለውን ልብና ጠለመና፤ ኣዒንትናውን ደኸማ፤
እንስሳታት ዓዕ ይብሉ፤ እተን መጓሰ ኸፍቲ፥ ዝጓሰያሉ ስለ ዝሰኣና ተጨነቓ፤ መጓሰ ኣባጊዕ ድማ ጠፍኣ።
ሽዑ ዮናታን “ኣቦይ ነዛ ምድሪ ጐዲኡዋ። ካብዝ መዓር እዙይ ስለ ዝጠዓምኩ ኣዒንተይ ከም ዝበርሃ ረአዩ።