5 ዋልያ ኣብ ምድረ በዳ ወለደት፤ ሳዕሪ ስለ ዝተስኣነ፥ መሓሲኣ ሓደገት።
“ንፍታሌም፥ ዝተፈትሐት መይዳቝ እዩ፤ ጥዑም ቃልውን ይህብ።”
ድምፂ እግዚኣብሄር ንዋልያታት የጠንክሮም፤ ንዱርውን ይገልፆ፤ ኵሉውን ኣብ መቕደሱ ምስጋና ይብል።
ማያት ኔምሬም ክነፅፉ እዮም፤ ሳዕሪውን ነቒፁ እዩ፤ ጠጥዒ ፀምልዩ ዅሉ ልምላሜኡ የለን።
እንስሳታት ዓዕ ይብሉ፤ እተን መጓሰ ኸፍቲ፥ ዝጓሰያሉ ስለ ዝሰኣና ተጨነቓ፤ መጓሰ ኣባጊዕ ድማ ጠፍኣ።