Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 13:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ኣነውን ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ከይደ፥ ካብቲ ዝሓባእኽዋ ዅዒተ ነታ መዕጠቒት ኣምፃእኽዋ። እንሆውን እታ መዕጠቒት ተበላሽያ፥ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ኾይና ፀንሐት።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 13:7
10 Referencias Cruzadas  

ኵላትና ኸም ዝረኸሰ ሰብ ኰንና፤ ፅድቅናውን ከም ናይ መርገም ጨርቂ እዩ፤ ኵላትና ኸም ቈፅሊ ረገፍና፤ በደልናውን፥ ከም ንፋስ ፀራሪጉ ይወስደና ኣሎ።


እዝ ብትረት ልቡ ዝመላለስ፥ ምእንቲ ኸገልግሎምን ክሰግደሎምን ንኻልኦት ኣማልኽቲ ዝኽተል፥ ንቓላተይ ዘይሰምዕ ሕሱም ህዝቢ፥ ከምዛ ኻብ ጥቕሚ ወፃኢ ዝኾነት መዕጠቒት ክኸውን እዩ።


ድሕሪ ብዙሕ መዓልቲታት ከዓ እግዚኣብሄር፥ “ተስእ እሞ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ኬድካ፥ ነታ ኣብኡ ኽትሓብኣ ዝኣዘዝኩኻ መዕጠቒት ካብኡ ውሰዳ” በለኒ።


ሽዑ ኸምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር መሊሱ ናባይ መፀ፦


ኵላቶም ዓመፁ፤ ኵላቶምውን ሓቢሮም ሰሓቱ፤ ፅቡቕ ዝገብርውን የለን፤ ሓደኳ የለን።


ንሱ ቐደም ኣይጠቐመካን፤ ሕዚ ግና ንኣኻን ንኣይን ይጠቕመና እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos