Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 13:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3-4 ንኻልኣይ ጊዜ ኸምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር ናባይ መፀ፦ “ነታ ዓዲግካ ዝተዓጠቕካያ መዕጠቒት ሒዝካ ናብ ፈለግ ኤፍራጥስ ኪድ፤ ኣብ ነቓዕ ኰዅሒ ኸዓ ሕብኣያ” በለኒ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 13:3
4 Referencias Cruzadas  

ኣነ ኸዓ፥ ከምቲ ቓል እግዚኣብሄር፥ መዕጠቒ ዓዲገ ኣብ ሕቘይ ተዓጠቕኩላ።


ሽዑ ኸምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር መሊሱ ናባይ መፀ፦


ከምዝ ሎሚ ኾይንዎ ዘሎ፥ ምድረ በዳን መሰክሕን መላገፅን መራገምን ምእንቲ ክኾኑ፥ ንኢየሩሳሌምን ንኸተማታት ይሁዳን ንነገስታታን ንኣሕሉቓን፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos