Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 11:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 እግዚኣብሄር “ፅቡቕ ፍረ ዘለዋ፥ ዝለምዐት ኦም ኣውሊዕ” ኢሉ ንስምኪ ፀውዖ፤ ብድምፂ ብርቱዕ ኣውሎ ንፋስ ሓዊ ኣንደደላ፤ ጨናፍራውን ተሰባበሩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 11:16
18 Referencias Cruzadas  

“ንሱ ብፀሓይ ይልምልም፤ ጨናፍሩ ኣብ ልዕሊ ኣታኽልቲ ይወፅእ።


ኣነስ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ከም ዝለምለመ፥ ከም ኦም ኣውሊዕ እየ፤ ኣብ ምሕረት ኣምላኽ፥ ንዓለምን ንዘለኣለምን ተኣሚነ ኣለኹ።


ብሓዊ ተቓፂላ ኣላ፤ ተነቒላውን ኣላ፤ ካብ ተግሳፅ ገፅካ ዝተልዓለ ይጠፍኡ ኣለዉ።


ኢድካ ኣብ ልዕሊ እቲ ናይ የማናይካ ሰብ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ንኣኻ ኢልካ ዘፅናዕኻዮ ወዲ ሰብ ትኹን።


እንሆ፥ ፀላእትኻ ኣውክዑ፤ እቶም ዝፀልኡኻውን ርእሶም ኣልዓሉ።


ጨናፍራ ምስ ነቐፀ ይስበር፤ ኣንስቲ እውን መፂአን የንድዳኦ። ምስትውዓል ዘይብሉ ህዝቢ እዩ እሞ፥ ስለዙይ እቲ ፈጣሪኡ ኣይርህርሀሉን፤ እቲ ሰራሒኡውን ኣይምሕሮን እዩ።


ኣነ ኸም ሕሩይ ሃረግ ወይኒ፥ ካብ ፅሩይ ዘርኢ ገይረ ተኸልኩኺ፤ ከመይ ኢልኪ ደኣ፥ ናብ ድቃላ ሃረግ ወይኒ ተለወጥኪ?


ኣነ ኸምቲ ፍረ ግብርኹም ክቐፅዐኩም እየ፤ ኣብቲ ዱር ሓዊ ኽእጕደሉ እየ እሞ፥ ንዅሉ ኸባቢኣ ሓዊ ኽበልዖ እዩ፤ ይብል እግዚኣብሄር።”


ስለዙይውን፥ እንሆ፥ ቍጥዓይን ናህረይን ኣብዛ ስፍራ እዚኣ፥ ኣብ ሰብን እንስሳን፥ ኣብ ኣእዋም በረኻን፥ ኣብ ፍረ ምድርን ከፍስስ እየ። ቍጥዓይ ሓደ እኳ ኸጥፍኦ ኽሳዕ ዘይኽእል ክነድድ እዩ፤ ይብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ።”


ጨናፍሩ ይዝርጋሕ፤ ፅባቐኡ ኸም ኣውሊዕ፥ መዓዛኡ ኸም ሊባኖስ ክኸውን እዩ።


እንሆ ሕዚ ማሕፀ ናብቲ ጕንዲ ኦም ተቐሪቡ ኣሎ። እምበኣር ኵሉ ፅቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ኦም ይቝረፅ፤ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ።


ኵሉ ኣባይ ዘይነብር፥ ከም ጨንፈር ንወፃኢ ተደርቢዩ ይነቅፅ፤ ኣኪቦም ድማ፥ ናብ ሓዊ ይድርብይዎ እሞ ይነድድ።


ኣብ ኵሉ ሃገርኩም ኣውሊዕ ክኾነልኩም እዩ፤ ግና፥ እቲ ኣውሊዕኹም ክረግፍ እዩ እሞ፥ ዘይቲ ኣይትልከዩን ኢኹም።


እዚኣቶም፥ ኣብ ቅድሚ እቲ ጐይታ ምድሪ ዝቖሙ፥ ክልተ ኣዋሊዕን ክልተ ቐናዲልን እዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos