Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 10:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “መንገዲ ኣህዛብ ኣይትመሃሩ፤ ኣህዛብ ይፈርሕዎም እዮም ኢልኩም ከዓ በቲ ኣብ ሰማይ እትሪእዎ ምልክታት ኣይትፍርሑ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 10:2
10 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ድማ “ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዝፈልዩ ብርሃናት፥ ኣብ ጠፈር ሰማይ ይኹኑ፤ ንምልክት ንዘመናትን ንመዓልቲታትን ንዓመታትን ከዓ መፍለዪ ይኹኑ።


ኣቱም ቤት እስራኤል፥ እዝ እግዚኣብሄር ንኣኻትኩም ዝዛረቦ ዘሎ ቓል ስምዑ።


ንሕና ኸምቶም ኣህዛብን ዓሌታት ሃገራትን፥ ንዕንፀይትን እምንን ከነምልኽ ኢና፥ ዝብል ሓሳብ ልብኹም ኣይፍፀመልኩምን።”


ከም ግብሪ እታ ዝነበርኩምዋ ምድሪ ግብፂ ኣይትግበሩ። ከም ግብሪ እታ ኣነ ናብኣ ዘእትወኩም ሃገር ከነዓን ድማ ኣይትግበሩ፤ ብስርዓቶም እውን ኣይትንበሩ።


ብልማድ እቶም ኣነ ኻብ ቅድሜኹም ዝሰጎም ህዝቢ ኣይትኺዱ፤ እዝ ዅሉ ስለ ዝገበሩ እየ ዝፈንፈንክዎም።


“ናብታ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዝህበኩም ምድሪ ምስ ኣተኹም፥ ነቲ እቶም ኣህዛብ ዝገብርዎ ርኹስ ነገራት ከይትመሃሩ ተጠንቀቑ።


ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ፤ ንኣማልኽቲ እቶም ንስኻትኩም ሃገሮም ወሪስኩምዎም ዘለኹም ኣሞራውያን ኣይትፍርሕዎም ኢለኩም ነይረ፤ ንስኻትኩም ግና ቓለይ ኣይሰማዕኹምን’ ” በሎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos