Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 10:14 - መፅሓፍ ቅዱስ

14 ኵሎም ሰባት ፍልጠት ስኢኖም ደንዘዙ፤ እቲ ብፍሲ ዝተገብረ ምስሊ ጣዖት፥ ሓሰትን ህይወት ዘይብሉን እዩ እሞ፥ ኣንጠረኛ ዝኾነ ዅሉ፥ በቲ ዝገበሮ ምስሊ ሓፈረ፤

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 10:14
20 Referencias Cruzadas  

ንእግዚኣብሄር ዝደሊ ለባም ሰብ እንተሊዩ ኽርኢ ኢሉ፥ እግዚኣብሄር ካብ ሰማይ ናብ ደቂ ሰብ ጠመተ።


ሰነፍ ሰብ ኣይፈልጦን፤ ልቢ ዘይብሉውን ነዙይ ኣየስተውዕሎን እዩ።


ኣቱም ደናቝር ህዝቢ ኣስተውዕሉ፤ ሰነፋትከ መኣዝ ይልብሙ?


ኵሎም ንዝተቐረፀ ምስልታት ዝሰግዱን፥ ብጣዖታቶም ዝምክሑን ይሕፈሩ፤ ኵልኹም መላእኽቱ ስገዱሉ።


ኣነ ብርግፅ ካብ ኵሉ ሰብ ዝደንቈርኩ እየ፤ ምስትውዓል ወዲ ሰብውን የብለይን።


እቶም ብቕርፂ ምስልታት ዝእመኑ፥ ንምስልታት ፍሲ ኸዓ፥ ‘ንስኻትኩም ኣማልኽትና ኢኹም’ ዝብልዎም፥ ንድሕሪት ክምለሱ እዮም፤ የመና ድማ ኽሓፍሩ እዮም።”


እንሆ ዅሎም ብፆቱ ኽሓፍሩ እዮም፤ እቶም ሰራሕቲውን ካብ ወገን ሰብ እዮም፤ ኵላቶም ተኣኪቦም ይቑሙ፤ ክፈርሑ እዮም፤ ብሓባርውን ክሓፍሩ እዮም።


እቶም ጣዖታት ዝሰርሑ ዅሎም፥ ክሓፍሩን ክዋረዱን እዮም።


እምበኣር ኣነስ ፅድቅኽን ስራሕኽን ክነግር እየ፤ ግና ኣይጠቕመክን እዩ።


ኣብ ውሽጢ ተኽሊ ዱባ፥ ንመፈራርሒ ኣዕዋፍ ከም ዝትከሉ ነገራት እዮም፤ ክኸዱ ስለ ዘይኽእሉ ሰብ እዩ ዝፆሮም፤ ዝገብርዎ ፅቡቕ የብሎምን፤ ክፉእ ድማ ኽገብሩ ኣይኽእሉን እዮምሞ ኣይትፍርሕዎም።”


ኵላቶም ድንዙዛትን ዓያሹን እዮም፤ ከንቱ ናይ ጣዖታት ትምህርቲ፥ ዕንፀይቲ እዩ።


እዙይ ከዓ ነቲ ሓቂ እግዚኣብሄር፥ ናብ ሓሰት ስለ ዝለወጥዎ፥ ክንዲ ፈጣሪውን፥ ንፍጡር ስለ ዘምለኹን ዘገልገሉን እዩ፤ ንሱ ግና ንዘለኣለም ቡሩኽ እዩ፤ ኣሜን።


ንፅባሒቱ ኣንጊሆም ምስ ተስኡ ድማ፥ ዳጎን ኣብ ቅድሚ ታቦት እግዚኣብሄር ብግምባሩ ናብ ምድሪ ተደፊኡ ረኸብዎ፤ ርእሲ ዳጎንን ክልቲአን ግናዕ ኣእዳዉን ከዓ ተቘሪፀን ኣብ ድርኵዂት ወዲቐን ነበራ፤ እቲ ማእኸላይ ኣካሉ ጥራሕ ተሪፉ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos