Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ያእቆብ 4:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ንስኻትኩም፥ ኣቱም “ሎሚ ወይ ፅባሕ ናብታ ኸተማ እቲኣ፥ ክንከይድ ኢና፤ እናነገድና ምእንቲ ኽንርባሕ ከዓ፥ ኣብኣ ዓመት ክንቅመጥ ኢና” እትብሉ ስምዑ።

Ver Capítulo Copiar




ያእቆብ 4:13
11 Referencias Cruzadas  

እምበኣር ንስንሳቶም ምእንቲ ኸይሰማምዑ፥ ንዑ ንውረድሞ ቛንቋኣቶም ንደባልቕ” በለ።


መዓልቲ ዘምፅኦ ኣይትፈልጥን ኢኻ እሞ፥ ፅባሕ ብዝኸውን ኣይትመካሕ።


ኣነ ብልበይ “ነዓ ብደስታ ኽፍትነካ እየ፤ ሰናይ ዝኾነ ኸዓ ጠዓም” በልኩ። ግና እንሆ እዙይውን ከንቱ ነበረ።


ከምቲ ኣብ ህዝቢ ዝኸውን፥ ከምኡ ኣብ ካህኑ፥ ከምቲ ኣብ ኣገልጋሊ ዝኸውን ከምኡ ኣብ ጐይታኡ፥ ከምቲ ኣብ ግዝእቲ ዝኸውን፥ ከምኡ ኣብ እምበይተኣ፥ ከምቲ ኣብ ዓዳጊኡ ዝኸውን፥ ከምኡ ኣብ ሸያጢኡ፥ ከምቲ ኣብ ተለቃሒ ዝኸውን፥ ከምኡ ኣብ መለቅሒኡ ክኸውን እዩ።


“እምበኣርከስ ኣብ ኣታኽልቲ ወይነይ ዝገበሮ ኽነግረኩም፦ ንሓፁሩ ኽነቕሎ እየ፤ መጓሰዪ ኸዓ ክኸውን እዩ፤ ንመካበቢያኡ ኸዓ ኸፍርሶ እየ፤ መራገፂውን ክኸውን እዩ።


ዘመን በፂሑ፤ መዓልቲ ቐሪቡ ኣሎ፤ ጕሁር ቍጥዓ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እቲ ብዙሕ ህዝቦም እዩ እሞ፥ ዝገዝእ ኣይተሓጐስ፤ ዝሸይጥውን ኣይጕሀ።


እቶም ዝሓዝኑ ኸም ዘይሓዝኑ፥ እቶም ዝሕጐሱ ኸም ዘይሕጐሱ፥ እቶም ዝዕድጉ ኸም ዘየጥረዩ፥


ሕዚ ኸዓ፥ ኣቱም ሃብታማት ንዑ ስምዑ፤ በቲ ዝመፀኩም ዘሎ መከራ ዋይ! ዋይ! እናበልኩም ብኸዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios