Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ያእቆብ 3:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ኵሉ ዓሌት እንስሳን፥ ኣዕዋፍን፥ ለመም ዝብልን፥ እንስሳ ባሕርን፥ ንሰብ ይግዛእ፤ ተገዚኡውን ኣሎ።

Ver Capítulo Copiar




ያእቆብ 3:7
4 Referencias Cruzadas  

ብመቝሕን ብሰንሰለትን ብዙሕ ጊዜ ይእሰር ነበረ፤ እንተ ኾነ ነቲ ሰንሰለት ይበታትኾ፥ ነቲ መቝሕ ከዓ ይሰባብሮ ስለ ዝነበረ፥ ሒዙ ኸፅንዖ ዝኽእል ሓደኳ ኣይነበረን።


ኣብኡ ኸዓ ዅሎም ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም ኣራዊትን፥ ኣብ ምድሪ ለመም ዝብሉን፥ ኣዕዋፍ ሰማይን ነበሩ።


ልሳንውን ሓዊ እያ። ናይ ክፍኣት ዓለም ድማ እያ። እታ ንምሉእ ሰብነት እትምርዝ ኽፍሊ ኣካላት፥ ንምሉእ ጕዕዞ ናይ ህይወትውን እተቃፅል እያ። ባዕላውን ኣብ ገሃነም ክትቃፀል እያ።


ንልሳን ግና፥ ካብ ደቂ ሰብ ክገዝኣ ዝኽእል ሓደኳ የለን። ንሳ ዘይትዓርፍ ክፍእቲ፥ ዝቐትል ሕንዚ ዝመልአት እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos