Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ያእቆብ 1:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ነቲ ቓል ሰሚዑ፥ ዘይፍፅም ሰብ እንተ ሃልዩ፥ ንሱ ነቲ ገፁ ብመስትያት ዝርኢ ሰብ እዩ ዝመስል።

Ver Capítulo Copiar




ያእቆብ 1:23
8 Referencias Cruzadas  

“ነቲ ብስም እግዚኣብሄር ዝተዛረብካና ቓል ኣይንሰምዐካን ኢና።


ኵሉ እቲ ናባይ ዝመፅእን፥ ንቓለይ ሰሚዑ ዝገብሮን፥ ንመን ከም ዝመስል ከርእየኩም እየ።


መምህራን ሕግን ፈሪሳውያንን ከዓ መኽሰሲ ምእንቲ ኽረኽቡሉ፥ ብሰንበት እንተ ኣሕወዮ ኢሎም፥ ይፀናተውዎ ነበሩ።


ሕዝስ ከም ብመስትያት ብፅልግልግ ንርኢ ኣለና፤ ሽዑ ግና፥ ገፅ ንገፅ ክንርኢ ኢና። ሕዚ ፍልጠተይ ጐደሎ እዩ፤ ሽዑ ግና ኸምቲ እግዚኣብሄር ንኣይ ዝፈልጠኒ፥ ፍልጠተይ ምሉእ ክኸውን እዩ።


ንሱ መልክዑ ሪኡ ይኸይድሞ፥ ሽዑ ንሽዑ ኸመይ ከም ዝኾነ ይርስዕ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos