7 ንስኻ “ነዙይስ እፈልጦ ነይረ” ምእንቲ ኸይትብል፥ ቅድሚ ሎሚ ዘይነበረ ነገር ከስምዐካ እየ።
ኢዮብ ግቡእ መልሲ ኽህቦ ዝኽእል፥ ንስኻትኩም ጥበብ ረኺብና ኣለና፥ እግዚኣብሄር እምበር ሰብ ኣየሸንፎን፥ ከይትብሉ ተጠንቀቑ።
ነዙይ ሰሚዕኻዮ ኣለኻ፤ ነዝ ዅሉ ረአዮ፤ ንስኻትኩምውን እትናገርዎዶ ኣይኮንኩምን? ዝተሰወሩን ዘይፈለጥካዮም ሓደስቲ ነገራትን፥ ካብ ሎሚ ጀሚረ ኣርእየካ ኣለኹ።
ኣይሰማዕኻን፤ ኣይፈለጥካን፤ እዝንኻውን ካብ ቀደም ኣይተኸፈተን፤ እዙይ ከዓ ጠላሚ ምዃንካን፥ ካብ ማህፀን እኖኻ ጀሚሮም “ገበነኛ” ኢሎም፥ ከም ዝሰምዩኻን ስለ ዝፈለጥኩ እዩ።
እግዚኣብሄር እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስን ተቤዛዊኡን፥ ነቲ ሰባት ዝነዓቕዎ፥ ህዝብታት ዝፀልእዎ ባርያ ገዛእቲ፥ ከምዙይ ይብል፦ “ስለ እቲ እሙን እግዚኣብሄርን፥ ስለ እቲ ዝመረፀካ ናይ እስራኤል ቅዱስን፥ ነገስታት ሪኦም ክትስኡልካ፥ መሳፍንቲ ድማ ሪኦም ክሰግዱልካ እዮም።”