Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 48:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 ኣነ፥ ኣነ ባዕለይ ተናጊረ ኣለኹ፤ ኣነ ፀዊዐዮ ኣለኹ፤ ኣምፂአዮውን ኣለኹ፤ መንገዱውን ክትቃነዐሉ እያ።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 48:15
8 Referencias Cruzadas  

ስለ ቕንዕናን ስለ የውሃትን ስለ ፅድቅን ኣቕንዕ፤ ተዳሎ ንገስውን፤ የማንካውን ብኽብሪ ኽመርሐካ እዩ።


“ካብ ምብራቕ ንሓደ ዘልዓሎ፥ ብፅድቂውን ናብ እግሩ ዝፀውዖ መን እዩ? ንህዝብታት ኣብ ቅድሚኡ ኣሕሊፉ ሃቦ፤ ንነገስታትውን ኣግዘአሉ፤ ንሰይፉ ኸም በነንታ፥ ንቐስቱ ኸዓ፥ ንፋስ ከም ዝብትኖ ብቝቡቕ ገይሩ ሃቦም።


ንቂሮስ ከዓ ‘ንሱ ጓሳይ እዩ’ ኢየሩሳሌም ‘መሊሳ ትተሃነፅ’ እቲ ቤተ መቕደስውን ‘ይመስረት’ ኢሉ፥ ንዅሉ ፍቓደይ ክፍፅም እዩ እብል ኣለኹ።”


ንቂሮስ ብፅድቂ ዘተሳእኽዎ ኣነ ባዕለይ እየ፤ ኵሉ መንገዲ ኸመዓራርየሉ እየ። ውዕለት እንተይተኸፍለ፥ ጉቦ እንተይተቐበለ፥ ንኸተማይ ከም ብሓድሽ ክሓንፃ እዩ፤ ንምሩኻተይ ድማ ብዘይ ክፍሊት፥ ወይ ብዘይ ዋጋ ኽመልሶም እዩ፤ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።”


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ናብ ምድሪ ሞራታይምን፥ ናብቶም ኣብ ፋቁድ ዝነብሩን ውፃእ እሞ፥ ቅተሎምን ኣጥፍኣዮምን። ብዅሉ ድማ ኸምቲ ኣነ ዝኣዘዝኩኻ ግበር።


ኣብ ሓምሻይ መዓልቲ ናይቲ ወርሒ፥ ካብቲ ንጉስ ኢኮንያን ዝተማረኸሉ ኣብ ሓምሻይ ዓመቱ፥


ነቲ ኣብኡ ዝተፅሓፈ ምእንቲ ተጠንቂቕካ ኽትገብሮ፥ መዓልትን ለይትን ኣስተንትኖ እምበር፥ ነዝ መፅሓፍ ሕጊ እዙይ ካብ ኣፍካ ኣይትፍለዮ። ሽዑ መንገድኻ ኽቐንዐካን ክሰልጠካን እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos