Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 41:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ነቶም ዝበኣሱኻ ኽትደልዮም ኢኻ፥ ግና ኣይትረኽቦምን፤ እቶም ዝዋግኡኻ ድማ፥ ከንቱን ከም ዘይነበሩን ክኾኑ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 41:12
7 Referencias Cruzadas  

ኣጋ ምሸት ድንጋፀ ይመፅእ፤ ግና ምድሪ ምስ ወግሐውን ኣይርከቡን። ግደ እቶም ዝማረኹናን፥ ብፅሒት እቶም ዝዘመቱናን እዙይ እዩ።


ኵሎም እቶም ንእምባ ፅዮን ዝወግኡ ኣህዛብ፥ ከምቲ ጥሙይ ብሕልሙ ዝበልዕ፥ ግና ጥራሕ ከብዱ ዝነቅሕ፥ ከምቲ ፅሙእ ብሕልሙ ዝሰቲ፥ ግና ብፅምእቲ ነፍሱ ዝትስእ፥ ክኾኑ እዮም።


መሳፍንታ ናብ መንግስቲ ይፅውዑ፤ ግና ሓደ እኳ ኣይርከባን፤ ኵላቶም መሳፍንታ ኸንቱ ክኾኑ እዮም።


እግዚኣብሄር ግና ኸምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ምርኮ እቶም ሓያላት ክውሰዱ እዮም፤ ምሩኻት እቶም ጨካናት ከዓ ኸምልጡ እዮም። ንኣኺ ዝፃረሩ ኽፃረሮም እየ፤ ንደቅኺውን ከድሕኖም እየ።


እንሆ፥ በቲ ጊዜ እቱይ፥ ኵሎም ነቶም ዝጭቁኑኹም ክፃረሮም እየ፤ ነቶም ዝሓንከሱ ኸድሕኖም፥ ነቶም ዝተሰደዱ ኸዓ ኽእክቦም እየ፤ ኣብቲ ዅሉ ዝሓፈሩሉ ምድሪ፥ ንምስጋናን ንዝኸበረ ስምን ክገብሮም እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos