Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 3:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 በታ መዓልቲ እቲኣ ጐይታ ንናይ ክብሪ ገይፀን፥ ንኣምባር እግረንን ንገይፂ ፀጕረንን፥ ቅርፂ ወርሒ ንዘለዎ ገይፂ ኽሳደንን፥

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 3:18
7 Referencias Cruzadas  

ስለዙይ ጐይታ ንናላ ኣዋልድ ፅዮን ከንኵዖ፥ ንሕፍረተን ከዓ ኽቐልዖ እዩ።”


ኩትቻ እዝነንን ኣምባር ኢደንን መሸፈኒ ገፀንን፥


ክዳውንትኺ ኽቕንጥጡኺ፥ ክቡር ሽልማትኪ ኽወስዱልኪ እዮም።


ኣብ ርእሲ እዙይ ድማ “ነቶም ካብ ርሑቕ ዝመፁ ሰብኡት ለኣኻሎም፤ ልኡኽ ተልኣኮም፤ እንሆውን መፁ፤ ንስኺውን ተሓፀብክሎም፤ ኣዒንትኺ ተዅሓልክሎም፤ ብሽልማትውን ተሸለምክሎም።


ፅባቐኽን፥ ኣፍኣዊ ብዝኾነ፥ ብስርሓት ፀጕርን፥ ብምእሳር ወርቅን፥ ብኽቡር ክዳውንትን፥ ኣይኹን።


ሽዑ ዛብሄልን ስልማናን “ሓይሊ ሰብ ከም ሰብነቱ እዩ እሞ፥ ንስኻ ተሲእኻ ቕተለና” በልዎ። ጌዴዎን ከዓ ተሲኡ ንዛብሄልን ስልማናን ቀተሎም፤ እቲ ኣብ ክሳድ ኣግማሎም ዝነበረ ዳቋታት ከዓ ወሰደ።


ብዘይ እቲ ኣብ ነገስታት ምድያም ዝነበረ ድሪን ኵትሻን ግምጃ ኽዳውንትን፥ ብዘይ እቲ ኣብ ክሳውዲ ኣግማሎም ዝነበረ ዳቋታት፥ እቲ ዝለመኖ ቐለበታት ወርቂ ሚዛኑ ዳርጋ ዕስራ ኪሎ ግራም ኮነ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos