Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 28:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 እምበኣር እግዚኣብሄር ብዀርታዕ ከናፍርን ብቛንቋ ጓናን ነዝ ህዝቢ እዙይ ክዛረቦ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 28:11
5 Referencias Cruzadas  

ነቲ ጨካን ህዝቢ፥ ነቲ ዘይርዳእ ቋንቋ ዝዛረብ፥ ነቲ ዘይስማዕ ኰርታዕ ዝመልሓሱ ህዝቢ፥ ኣይትሪኦን ኢኻ።


ኣቱም ቤት እስራኤል፥ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል፦ “እንሆ ህዝቢ ኻብ ርሑቕ ከምፅአልኩም እየ፤ ንሳቶም ሓያላትን ጥንታውያንን ህዝቢ እዮም፤ ቋንቋኣቶም ዘይትፈልጥዎ፥ ዘረባኣቶም ድማ ዘይተስተውዕልዎ ህዝቢ እዮም።


ናብ ቤት እስራኤል እምበር፥ ናብ ሓደ ቛንቋኡ ዘይስትውዓል፥ ዘረባኡ ዘይፍለጥ ህዝቢ፥ ናብ ቃላቶም ዘይትርድኦ ህዝብታት ኣይተልኣኽካን፤ ብርግፅ ናብኣቶም ሰዲደካ እንተ ዝኸውንስ፥ ምሰምዑኻ ነይሮም።


ኣብ ኦሪት፦ “ ‘ነዝ ህዝቢ እዙይ ብኻልእ ዝቛንቋኣቶም ሰባትን፥ ብኣፍ ጓኖትን ገይረ ኽዛረቦም እየ፤ ምስ እዝ ዅሉ እኳ፥ ኣይሰምዑንን እዮም’ ይብል እግዚኣብሄር” ተብሂሉ ተፅሒፉ ኣሎ።


“ቋንቋኣቶም ዘይትሰምዕዎም ህዝቢ፥ ከም ንስሪ ዝነፍሩ ህዝቢ፥ እግዚኣብሄር ካብ ርሑቕ፥ ካብ ወሰን ምድሪ፥ ናባኻትኩም ከምፅእ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos