Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 23:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ነታ ዘውድታት እተፅዕን ዝነበረት፥ ኣሕሉቕ ዝነጋዶኣ፥ ክቡራን ምድሪ ዝሸቃጦኣ ኸተማ ጢሮስ፥ ከምዙይ ኢሉ ኣብ ልዕሊኣ ዝመኸረላ መን እዩ?

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 23:8
11 Referencias Cruzadas  

ከምዙይ ይብል፦ “ኵሎም መሳፍንተይ ነገስታትዶ ኣይኮኑን?


ንስኻ ንሓደ ሓለቓ ናይቶም ኣናእሽቱ ሓሻኽር ጐይታይ፥ ንድሕሪት ክትመልስ ኣይትኽእልን ኢኻ። ግና ኣብ ናይ ግብፂ ሰረገላታትን ፈረሰኛታትን ተኣማሚንካ ኣለኻ።


ንመዛግባትኺ ኽብዝብዙ፥ ነቓሑ ንግድኪ ኽዘምቱ፥ ንመናድቕኪ ኸፍርሱ፥ ነቲ ብሉፅ ኣባይትኺ ኸፍርሱ፥ ነእማንክን ኣዕፃውክን ሓመድክን፥ ኣብ ማእኸል ማይ ክድርብዩዎ እዮም።


ንነጋዶኺ ኻብ ከዋኽብቲ ሰማይ ኣብዛሕኽዮም። ኵብኩብታ ፋሕ ይብል፤ በሪሩውን ይኸይድ።


ጢሮስውን ንባዕላ ዕርዲ ሰሪሓ ኣላ፤ ንብሩር ከም ሓመድ፥ ንፅሩይ ወርቂ ድማ ኸም ጭቃ መንገዲ ደለበት።


ነጋዶኺ መኳንንቲ ምድሪ ነይሮም፤ ኵሎም ኣህዛብውን፥ ብጥንቍልናኺ ስሒቶም እዮም፤ ድሕሪ ደጊም ግና፥ ኣባኺ ናይ መብራህቲ ብርሃን ከቶ ኣይበርህን፤ ድሕሪ ደጊምስ፥ ኣባኺ ድምፂ መርዓውን መርዓትን፥ ከቶ ኣይስማዕን እዩ።”


ስለዙይ እቲ ዝፈርዳ ዘሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፥ ሓያል እዩ እሞ፥ እቲ መዓታ፥ ብሓንቲ መዓልቲ ኽወርዳ እዩ፤ ሞትን ሓዘንን ጥሜትን ክመፃ እዩ፤ ብሓንቲ መዓልቲ ኽመፃ እዩ፤ ብሓዊውን ክትቃፀል እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos