Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 23:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ኣቲ ርስዕቲ ኣመንዝራ፥ መሰንቆኺ ኣልዕሊ፥ ኣብ ከተማ ዙሪ፤ ኣፀቢቕኪ መሰንቆ ቓንዪ ምእንቲ ኽትዝከሪ ድማ ብዙሕ ደርፊ ድረፊ።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 23:16
6 Referencias Cruzadas  

በታ መዓልቲ እቲኣ ጢሮስ፥ ንዕድመ ሓደ ንጉስ ዝኣክል፥ ንሰብዓ ዓመት ክትርሳዕ እያ። እተን ሰብዓ ዓመት ምስ ተወድኣ ግና፥ ንጢሮስ ከምዝ ዝስዕብ ደርፊ ኣመንዝራ ኽድረፈላ እዩ፦


እተን ሰብዓ ዓመታት ምስ ሓለፋ ኸዓ፥ እግዚኣብሄር ንጢሮስ ክምልከታ እዩ፤ ንሳ ድማ ናብቲ ናይ ቀደም ንግዳ ኽትምለስ እያ። ምስ ኵሎም ኣብ ልዕሊ ገፅ ምድሪ ዘለዉ መንግስታት ዓለም ድማ፥ ክተመንዝር እያ።


ኵሎም ፈተውትኻ ረስዑኻ፤ ብኣኻውን ኣይግደሱን፤ ብሰንኪ ዓብዪ በደልካን፥ ሓጢኣትካውን ስለ ዝበዝሐን፥ ከም ፀላኢ ቐፃዕኹኻ፤ እወ፥ መቕፃዕትኻ ብርቱዕ ነበረ።


ንድምፂ ደርፍኺ መወዳእታ ኽገብረሉ እየ፤ ድሕሪዙይ ድማ ቓና መሰንቆታትኪ ኣይስማዕን እዩ።


እዙይ ዝኾነ ቅጥዒ ብዝሰኣነ ፅባቐ፥ መጋገዪትን ጠንቋሊትን ዘማዊትን ብምዃና እዩ፤ ንሳ ብዘማዊነታ ንኣህዛብ፥ ብጥንቁልናኣ ድማ ንወገናት ዝሸጠት እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos