Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 22:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኵሎም መራሕትኺ ሓቢሮም ሃደሙ፤ ብዘይ ፍላፃ ኸዓ ተማረኹ። ካብ ርሑቕ ሃዲሞም ኵሎም ኣባኺ ዝተረኸቡ ብሓባር ተኣሰሩ።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 22:3
7 Referencias Cruzadas  

ካብ ኣስይፍቲ፥ ካብ ዝተመዘዘ ሰይፊ፥ ካብ ዝተገተረ ቐስቲ፥ ካብ ብርቱዕ ውግእ ሃዲሞም ይመፁ ኣለዉሞ።


“በታ መዓልቲ እቲኣ፥ ንነገስታትን ንመኳንንትን ልቦም ክጠልሞም፥ ካህናት ክድንግፁ፥ ነቢያትውን ክድንፀዉ እዮም” ይብል እግዚኣብሄር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos