14 ኣቱም ሰብ ቴማን፥ ነቶም ፅሙኣት ማይ ኣስትይዎም። ነቶም ሃዲሞም ዝመፁ ሰባት፥ እንጀራ ሒዝኩም ተቐበልዎም።
ኩዳን፥ ቴማን፥ ኢጡር፥ ናፌስ፥ ቄድማ።
ማስማዕ፥ ዱማ፥ ማሳ፥ ኩዳን፥ ቴማን፥
ናይ ቴማን ነጋዶ ናብኡ የማዕድዉ፤ ናይ ሳባ ሓለፍቲ መንገዲውን ንኡኡ ተስፋ ይገብሩ።
ፀላኢኻ እንተ ጠመየ፥ እንጀራ ኣብልዓዮ፤ እንተ ፀምአውን፥ ማይ ኣስትዮ።
ግና “ፀላኢኻ እንተ ጠመየ፥ ኣብልዓዮ፤ እንተ ፀምአውን፥ ኣስትዮ። እዙይ ብምግባርካ፥ ጓህሪ ሓዊ ኣብ ርእሱ ኽትእክብ ኢኻ።”
ብዘይ ምንፅርፃር፥ ተቐበልቲ ጋሻ ኹኑ።