Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 21:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ብዛዕባ ሃገር ዓረብ ዝተነግረ ፆር። ኣቱም ቃፍላይ ዴዳን፥ ኣብ ዱር ዓረብ ክትሓድሩ ኢኹም፤

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 21:13
14 Referencias Cruzadas  

ደቂ ኵሽ፦ ሳባ፥ ኤውላጥ፥ ሰብታ፥ ራዕማ፥ ሳብቃታ። ደቂ ራዕማ፦ ሳባ፥ ድዳን እዮም።


ዮቅሳን ድማ ንሳባን ንድዳንን ወለደ። ደቂ ዴዳን ከዓ ኣሶርውያን ለጡሳውያን ለኡማውያን እዮም።


ኣብርሃም፥ ኬጡራ እትበሃል ሰበይቲ ወሰን ነበረቶ። ንሳ ንዘምራንን ንዮቅሳንን ንሜዳንን ንምድያምን ንየስቦቅን ንስዌሕን ወለደትሉ። ደቂ ዮቅሳን ከዓ፥ ሳባን ድዳንን እዮም።


ደቂ ኩሽ፦ ሳባ፥ ኤውላጥ፥ ሰብታ፥ ራዕማ፥ ሰብቃታ። ደቂ ራዕማ፦ ሳባ፥ ድዳን፥


ኢሳይያስ ወዲ ኣሞፅ ብዛዕባ ባቢሎን ዝረአዮ ፆር።


ሰብ ኣብኣ ንዘለኣለም ኣይሰፍርን እዩ፤ ንውሉድ ወለዶ ኸዓ መሕደሪ ሰብ ኣይትኸውንን እያ። ኣዕራብውን ኣብኣ ድንኳኖም ኣይተኽሉን፤ ጓሶት ድማ መጓሰኦም ኣየስፍሩላን እዮም።


እቲ ሓላዊ ድማ “ክወግሕ እዩ፤ ግና መሊሱ ኽመሲ እዩ። ክትጥይቑ እንተ ደሊኹም ከዓ ተመሊስኩም ንዑ” በለ።


ኣነ ንደቂ ኤሳው ዝቐፅዐሉ ጊዜ ስለ ዝበፅሐ፥ ጥፍኣት ከውርደሉ እየ እሞ፥ ኣቱም ኣብ ዴዳን እትነብሩ ህዝቢ፥ ንድሕሪት ተመሊስኩም ህደሙ። ኣብ ዓሚቍውን ተሓብኡ።


ደቂ ዴዳን ኣባኺ ነገዱ፤ ብዙሓት ደሴታት ብኢድኪ ነጊዶም ኣመሓላለፉ፤ ስኒ ሓርማዝን ዝበን ከዓ ገፀ በረኸት ኣምፅኡልኪ።


ኣጋር ከዓ ኣብ ሃገር ዓረብ ዘላ፥ ደብረ ሲና እያ እተመልክት። ንሳ ምሳሌ ናይታ ሕዚ ምስ ደቃ፥ ኣብ ባርነት ዘላ ኢየሩሳሌም እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos