Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢሳይያስ 10:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ከምቲ ኣብ ሰማርያን ኣብ ጣዖታታን ዝገበርክዎ፥ ከምኡ ኸዓ ኣብ ኢየሩሳሌምን ኣብ ዝተቐረፁ ምስልታታን ክገብሮዶ ኣይኽእልን?” ይብል ኣሎ።

Ver Capítulo Copiar




ኢሳይያስ 10:11
9 Referencias Cruzadas  

ካብቶም ኣማልኽቲ ኣህዛብከ ሃገሩ ኻብ ኢድ ንጉስ ኣሶር ዘድሓነዶ ኣሎ?


ነተን ዝተዓረዳ ኸተማታት ይሁዳ ሓዘን፤ ሽዑ ናብ ኢየሩሳሌምውን መፀ።


ሃገሮም ብጣዖታት ዝመልአት እያ፤ ነቲ በኣፃብዕቶም ዝሰርሕዎ ግብሪ ኣእዳዎም ይሰግዱ።


ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽና፥ ብዘይ ንስኻ፥ ካልኦት ጐይቶት ገዚኦምና ነይሮም፤ ንሕና ግና ስምካ ጥራሕ ኢና እንዝክር።


ሕዝቅያስ ‘እግዚኣብሄር ከድሕነና እዩ’ እናበለ ኣየታልልኩም፤ ካብ ኣማልኽቲ ኣህዛብ ንሃገሩ ኻብ ኢድ ንጉስ ኣሶር ዘድሓነ መን ኣሎ?


ንኣማልኽቶም ድማ ናብ ሓዊ ደርበይዎም፤ ንሳቶም ስራሕ ኢድ ሰብ፥ ዕንፀይትን እምንን እዮም እምበር፥ ኣማልኽቲ ኣይኮኑን፤ ስለዙይ ኣጥፍእዎም።


“እታ ምስ ኣዋልዳ ኣብ ፀጋምኪ ዘላ ዓባይ ሓፍትኺ ሰማርያ እያ፤ እታ ምስ ኣዋልዳ ኣብ የማንኪ ዘላ ንእሽተይ ሓፍትኺ ኸዓ ሰዶም እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos