5 ኣብኡ ኸዓ ደጊሙ፥ “ናብቲ ዕረፍተይ ኣይኣትዉን እዮም” ይብል።
ስለዙይ “ናብ ዕረፍተይ ከይኣትዉ፥ ብቝጥዓይ መሓልኩ።”
ብቝጥዓይ ድማ፥ ‘ናብ ዕረፍተይ ከቶ ኣይኣትዉን እዮም’ ኢለ መሓልኩ።”
ስራሕ እግዚኣብሄር፥ ኣብ ምፍጣር ዓለም ተወዲኡ እንተ ነበረ እኳ፥ እቲ ፅሑፍ “ናብቲ ዕረፍተይ ኣየኣትዉን እዮም፤ ኢለ ብቝጥዓይ መሓልኩ” ኸም ዝብል፥ ንሕና እንኣምን ግና፥ ናብ ዕረፍቱ ኽንኣቱ ኢና።