Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዕብራውያን 10:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ሕጊ፥ ናይቲ ኽመፅእ ዘለዎ ሰናይ ነገር ፅላሎት እምበር፥ ንሱ ባዕሉ ኣይኮነን። በዝ ምኽንያት እዙይ ድማ፥ እቲ በብዓመት ኵልሻዕ ዝቐርብ መስዋእትታት፥ ነቶም ዘቕርብዎ ኸቶ ፍፁማት ክገብሮም ኣይኽእልን።

Ver Capítulo Copiar




ዕብራውያን 10:1
13 Referencias Cruzadas  

ነቲ ዝቃፀል መስዋእቲ ድማ ኸምቲ ዝተሓገገ ስርዓት ገይሩ ኣቕረቦ።


ብስጋ ስለ ዝደኸመ፥ ሕጊ ኽገብሮ ዘይከኣለ፥ እግዚኣብሄር ንወዱ ብምስሊ ሓጢኣተኛ ስጋን፥ መስዋእቲ ሓጢኣትን ክኸውን ልኢኹ፥ ነቲ ሓጢኣት ብስጋኡ ዀነኖ።


እዝ ዅሉ፥ ናይቲ ኽመፅእ ዘለዎ ፅላሎት እዩ እሞ፤ እቲ ናይ ብሓቂ ህላዌ ዘለዎ ግና፥ ክርስቶስ እዩ።


ኻብ ክፉእ ሕሊና ምእንቲ ኽንነፅህ፥ ልብና ተነፂግና፥ ሰብነትና ብንፁህ ማይ ሓፂብና፥ ብቕኑዕ ልብን ብሙሉእ እምነትን፥ ናብ እግዚኣብሄር ንቕረብ።


እቲ ንህዝቢ እስራኤል ዝተውሃበ ሕጊ፥ ከም ስርዓት ክህነት ሌዋውያን እዩ ዝነበረ። እምበኣር እዝ ኽህነት እዙይ፥ ፍፁም ነይሩ እንተ ዝኸውንስ፥ ከም መዓርግ ኣሮን ዘይኮነስ፥ ከም መዓርግ መልከ ፄዴቅ ዝኾነ፥ ካልእ ካህን ክትስእ ንምንታይ መድለየ ነይሩ?


እዚኣቶም ንምስልን ፅላሎትን፥ ናይቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ መቕደስ ዘገልግሉ እዮም። ስለዙይ ከዓ እዩ ንሙሴ ድንኳን ክገብር እንተሎ፥ “ኵሉ ኸምታ ኣብ እምባ ዝረአኻያ ምስሊ ጌርካ ተጠንቂቕካ ስራሕ” ዝበሎ።


ክርስቶስ ግና፥ ናይቲ መፂኡ ዘሎ ሰናይ ነገር ሊቀ ካህናት ኮይኑ መፀ። ናብታ ብኢድ ሰብ ዘይተሰርሐት፥ ብልፅትን ፍፅምትን፥ ካብዝ ፍጥረት እዙይ ዘይኮነትን ድንኳን ከዓ ኣተወ።


እምበኣር ናይቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ነገራት፥ ምስሊ ዝኾነ፥ ብመስዋእቲ ኽነፅህ ግድን ካብ ኮነ፥ እቲ ሰማያዊ ነገራት ንባዕሉ ብዝሐሸ መስዋእቲ ኽነፅህ ግድን እዩ።


ከምቲ ሊቀ ካህናት በብዓመት፥ ናይ ካልእ ደም ሒዙ ናብ መቕደስ ዝኣቱ፥ ክርስቶስ ንባዕሉ ብዙሕ ጊዜ ከቕርብ ኣይኣተወን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos