Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዕብራውያን 1:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ንስኻ ከም ዓለባ ኽትጥቕልሎም ኢኻ፤ ንሳቶምውን ክልወጡ እዮም፤ ንስኻ ግና ዅልሻዕ ንስኻ ኢኻ፤ ንዘመናትካውን መወዳእታ የብሉን” ይብል።

Ver Capítulo Copiar




ዕብራውያን 1:12
8 Referencias Cruzadas  

እንሆ እግዚኣብሄር ዓብዪ እዩ፤ ንሕናውን ኣይንፈልጦን፤ ቍፅሪ ዘመኑውን ኣይምርመርን።


ሽሕ ዓመት ኣብ ቅድሜኻ፥ ከም እዛ ትማሊ ዝሓለፈት መዓልትን፥ ከም ምንቃሕ ለይትን እየን።


እግዚኣብሄር ከዓ ንሙሴ “ ‘ዘሎን ዝነብርን’ ኣነ እየ፤ ንደቂ እስራኤል ድማ እቲ ‘ዘሎን ዝነብርን’ ናባኻትኩም ልኢኹኒ በሎም” በሎ።


መሕደሪየይ ተነቐለት፤ ከም ድንኳን ጓሳ ኸዓ ኻባይ ተወሰደት፤ ህይወተይ ከም ኣላማይ ጠቕለልኩ፤ ንሱውን ካብ መጠቕለሊ ኽቘርፀኒ እዩ፤ ካብ ንግሆ ክሳዕ ምሸት ክተጥፍአኒ ኢኻ።


ኢየሱስ ከዓ “ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፥ ኣብርሃም እንተይተወለደ ‘ኣነ ነይረ እየ’ ” በሎም።


ኢየሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ፤ ኣይልወጥን።


ኵሉ ፅቡቕ ውህብቶን፥ ፍፁም በረኸትን፥ ካብ ላዕሊ እዩ፤ ካብቲ ዘይለዋወጥ ወይ ብምዝውዋር ዝኸውን ፅላሎት ዘይብሉ፥ ካብ ኣቦ ብርሃናት እዩ ዝወርድ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos