Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፍጥረት 26:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ኣቢሜሌክ ከዓ ንዅሉ ህዝቢ “ነዚ ሰብኣይ እዙይ ወይ ንሰበይቱ ዝነኽአ፥ ብርግፅ ክቕተል እዩ” ኢሉ ኣዘዘ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፍጥረት 26:11
5 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ከዓ ብሕልሚ፥ “ኣነውን ነዙይ ብንፁህ ልብኻ ኸም ዝገበርካዮ ፈሊጠ፥ ኣብ ቅድመይ ሓጢኣት ከይትገብር ከልከልኩኻ። ስለዙይውን ክትቀርባ ኣይፈቐድኩልካን።


ይስሓቅ ድማ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ዘርኢ ዘርአ፤ እግዚኣብሄር ስለ ዝባረኾ ድማ በታ ዓመት እቲኣ ሚእቲ ዕፅፊ ረኸበ።


ናብ ሰበይቲ ብፃዩ ዘኣቱ ኸዓ ኸምኡ እዩ፤ ኵሉ ዝነኽኣውን እንተይተቐፅዐ ኸቶ ኣይተርፍን።


ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል፦ “ድሕሪ ኽብሩ ናብቶም ዝዘመትኹም ኣህዛብ ልኢኹኒ እዩ፤ ዝነኽአኩም ብሌን ዓይኑ ዝነክእ እዩሞ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos