Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፍጥረት 2:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ወርቂ እታ ምድሪ እቲኣ ፅሩይ እዩ፤ ኣብኣ ሉልን ክቡር እምንን ይርከብ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፍጥረት 2:12
8 Referencias Cruzadas  

ስም እቲ ቐዳማይ ሩባ ፊሶን ይበሃል። ንሱ ኣብ ኵላ ዙርያ እታ ወርቂ ዘለዋ ምድሪ ኤውላጥ ዝኸብብ እዩ።


ስም እቲ ኻልኣይ ሩባ ድማ ግዮን ይበሃል። ንሱ እቲ ንዅላ ምድሪ ኢትዮጵያ ዝኸብብ እዩ።


ብወርቂ ኦፊርን፥ ብኽቡር ዕንቍን ብሰንፔርን ኣይትግመትን እያ።


ኣእማን ዕንቊ፥ ኣብ ኤፉድን ኣብ ሳንቃ ኣፍ ልብን ተዛኒቑ ዝስኳዕ ክቡር ኣእማንን እዩ።


ኣብ ራብዓይ መስርዕ፥ ክርስቲሎቤ፥ ኦኒክስ፥ ኢያሰጲድ። ነዝ ዅሉ ብትንጎ ወርቂ ኣብ ዝተሰርሐ ስዅዓዮ።


ኣብ ራብዓይ መስርዕ፦ ክርስቲሎቤ፥ ኦኒክስ፥ ኢያሰጲድ፤ እዝ ዅሉ ብወርቂ ኣብ ዝተገብረ ትንጎ ተሰዂዑ ነበረ።


ንስኻ ኣብ ኤደን፥ ገነት እግዚኣብሄር ነበርካ፤ በብዝዓይነቱ ዅሉ ኽቡር እምኒ ሰርድዮስ፥ ቶጳዝዮን፥ ኣልማዝ፥ ቢረሌ፥ መረግድ፥ ኢያሰጲድ፥ ሰንፔር፥ በሉር፥ ዘብረቕርቕ ዕንቍን ወርቅን ተኸዲንካ ነበርካ፤ እቲ ኸበሮኻን እምብልታኻን ምሳኻ ነበረ፤ በታ እተፈጠርካላ መዓልቲ ተዳለወ።


እቲ መና ኸዓ ኸም ፍረ ፃቕዳ ነበረ፤ ትርኢቱ ድማ ኸም ትርኢት እንዳዲዕ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos