11 ስም እቲ ቐዳማይ ሩባ ፊሶን ይበሃል። ንሱ ኣብ ኵላ ዙርያ እታ ወርቂ ዘለዋ ምድሪ ኤውላጥ ዝኸብብ እዩ።
ንኦፊር፥ ንኤውላጥ፥ ንዮባብ ወለደ። እዚኣቶም ኵሎም ደቂ ዮቅጣን እዮም።
ደቂ ኵሽ፦ ሳባ፥ ኤውላጥ፥ ሰብታ፥ ራዕማ፥ ሳብቃታ። ደቂ ራዕማ፦ ሳባ፥ ድዳን እዮም።
ወርቂ እታ ምድሪ እቲኣ ፅሩይ እዩ፤ ኣብኣ ሉልን ክቡር እምንን ይርከብ።
ስም እቲ ኻልኣይ ሩባ ድማ ግዮን ይበሃል። ንሱ እቲ ንዅላ ምድሪ ኢትዮጵያ ዝኸብብ እዩ።
ደቂ እስማኤል ካብ ሓዊላ ኽሳዕ እታ ኣብ መንፅር ግብፂ ዘላ ሹር፥ ኣብታ ናብ ኣሶር እትወስድ መንገዲ ሰፊሮም ነበሩ። ኣብ መንፅር ኵሎም ኣሕዋቱ ኸዓ ይቕመጥ ነበረ።
ሳባ፥ ኦፊር፥ ኤውላጥ፥ ዮባብ ነበሩ። እዚኣቶም ኵሎም ደቂ ዮቅጣን ነበሩ።
“ብሓቂ ብሩር፥ ዝወፀሉ፥ ወርቂውን ዝፈሰሉ ቦታ ኣሎ።
ኤፍሬም ብሓሰት፥ ቤት እስራኤል ድማ ብተንኰል ከበበኒ፤ ይሁዳ ኸዓ ምስቲ እሙን ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣይፀንዕን።
ሳኦል ድማ ንኣማሌቃውያን ካብ ሓዊላ ኽሳዕ እታ ኣብ መንፅር ግብፂ ዘላ ሹር ተዋጊኡ ሰዓሮም፤