Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ገላትያ 1:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ከዓ፥ ንኬፋ ኽርኢ ናብ ኢየሩሳሌም ደየብኩ። ምስኡ ኸዓ ዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልቲ ፀናሕኹ።

Ver Capítulo Copiar




ገላትያ 1:18
8 Referencias Cruzadas  

ናብ ኢየሱስውን ወሰዶ፤ ኢየሱስ ከዓ ናብኡ እናጠመተ “ንስኻ ስምኦን ወዲ ዮና ኢኻ፤ ንስኻ ኬፋ ኽትብሃል ኢኻ” በሎ። ትርጕሙ “ጴጥሮስ” ማለት እዩ።


ጴጥሮስ ናብ ኣንፆኪያ ምስ መፀ ግና፥ ተጋግዩ ስለ ዝነበረ ኽውቀስ ይግብኦ ነበረ፤ ኣነውን ገፅ ንገፅ ተቓወምክዎ።


ከምቲ ናይ ወንጌል ሓቂ፥ ብቕኑዕ መንገዲ ኸም ዘይተመላለሱ ምስ ረአኹ ግና፥ ንጴጥሮስ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም፦ “ንስኻ ኣይሁዳዊ እንተለኻ፥ ከም ኣይሁድ ዘይኮነስ፥ ከም ኣህዛብ ካብ እትነብር፥ ከመይ ኢልካ ደኣ፥ ነቶም ኣህዛብ ከም ኣይሁድ ክነብሩ፥ ግዲ ትብሎም ኣለኻ?” በልክዎ።


እኳ ደኣ ኸምቲ ጴጥሮስ ንግሩዛት ወንጌል ክሰብኽ፥ ሓደራ ዝተውሃቦ፥ ኣነ ኸዓ ነቶም ዘይግሩዛት ኣህዛብ ወንጌል ክሰብኽ፥ ሓደራ ኸም ዝተውሃብኩ ፈለጡ።


እቶም ኣዕማድ ተብሂሎም ዝፅውዑ ያእቆብን ጴጥሮስን ዮሃንስን ከዓ፥ ነቲ ተውሂቡኒ ዝነበረ ፀጋ ምስ ረአዩ፥ ንኣይን ንበርናባስን የማናይ ኢዶም ሃቡና። ንሕና ናብ ኣህዛብ ክንከይድ፥ ንሳቶም ከዓ ናብቶም ኣይሁድ ክኸዱ ተሰማማዕና።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos