3 ካብ ደቂ ሴኬንያ፥ ካብ ደቂ ፋሮስ፥ ዘካርያስ፤ ከምቲ ፅሑፍ ትውልዶም ከዓ ምስኡ ሚእትን ሓምሳን ኣወዳት ብትውልዲ ተቘፀሩ።
ደቂ ሓናንያ፦ ፊላጥያን፥ የሻያን ነበሩ፤ ደቂ የሻያ ደቂ ረፋያ፥ ረፋያ ደቂ ኣርናን፥ ደቂ ኣብድዩ፥ ደቂ ሴኬንያ እዮም።
ወዲ ሴኬንያ ሸማያ ነበረ፤ ደቂ ሸማያ ድማ፥ ሓጡስ ይግኣል ባርያሕ ነዓርያ ሻፋጥ ነበሩ። ኵሎም ሽዱሽተ እዮም።
ካብቶም ካልኦት ደቂ እስራኤል ከዓ ኻብ ዘርኢ ፋሮስ፥ ራምያ፥ ይዝያ፥ መልክያ፥ ሚያሚን፥ ኣልዓዛር፥ መልክያ፥ በናያስ።
ደቂ ፋሮስ ክልተ ሽሕን ሚእትን ሰብዓን ክልተን።
ካብ ደቂ ፋሓት፥ ሞዓብ፤ ኤሊሆዔናይ ወዲ ዘራእያ፤ ምስኡ ድማ ኽልተ ሚእቲ ኣወዳት።
ኣሕሉቕ ህዝቢ፦ ፋሮስ፥ ፈሓት ሞኣብ፥ ዔላም፥ ዛቱዕ፥ ባኒ፥
ደቂ ፋሮስ፥ ክልተ ሽሕን ሚእትን ሰብዓን ክልተን፤