Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 9:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 ስለዙይ ሕዚ ልኢኽካ እንስሳኻን ኣብ በረኻ ዘሎ ሃብትኻን ናብ ገዛ ኣክብ። ኣብቶም ኣብ ገዛ ዘይኣተዉን ኣብ በረኻ ዘለዉ ዅሉ ሰብን እንስሳን በረድ ክወርድ እዩ እሞ ኽሞቱ እዮም።”

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 9:19
5 Referencias Cruzadas  

እንስሳኣቶም ንበረድ፥ ጥሪቶም ድማ ንሓዊ ሃበን።


እቲ በረድ ከዓ ኣብ ኵላ ምድሪ ግብፂ ኣብ በረኻ ንዘሎ ዅሉ፥ ካብ ሰብ ክሳዕ እንስሳ ወቕዐ፤ ንዝነበረ በቝሊ ግራውቲ ኣጥፍአ፤ ንዅሉ ኣእዋም በረኻ ኸዓ ሰባበሮ።


ንፅባሒቱ ኸዓ እግዚኣብሄር ነዝ ነገር እዙይ ገበሮ። ኵለን ጥሪት ግብፂ ድማ ሞታ፤ ካብ ጥሪት ደቂ እስራኤል ግና ሓንቲ እኳ ኣይሞተትን።


ድምፂ መለኸት ሰሚዑ ኣይተጠንቀቐን እሞ፥ ደሙ ኣብ ርእሱ ክኸውን እዩ፤ እንተ ዝጥንቀቕስ ንነፍሱ መድሓና ነይሩ።


ኦ እግዚኣብሄር፥ ድምፅኻ ሰሚዐ ፈራሕኹ፤ ኦ እግዚኣብሄር፥ ነቲ ተግባራትካ ኣብ ማእኸል ዓመታት ፈፅም፤ ኣብ ማእኸል ዓመታት ክትፍለጥ፥ ኣብ ጊዜ ቝጥዓ፥ ምሕረት ዘክር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos