Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 8:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 እንተ ዘይሰዲድካዮም ግና፥ እንሆ ኣነ ንዅላ ሃገርካ ብመቕሰፍቲ ጭንቍራዕ ክወቕዓ እየ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 8:2
7 Referencias Cruzadas  

ምድሮምን፥ ኣብያተ ነገስታቶምን ብጭንቍራዕ መልኡ።


ኣብ ልዕሊኣቶም ተናኸስቲ ዝምቢ ሰደደ፤ በልዕዎምውን፤ ብጭንቍራዕውን ኣጥፍኦም።


እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦ “ልቢ ንጉስ ተሪሩ እዩ። ነቲ ህዝቢ ኸይሰዶ ኸዓ ኣብዩ ኣሎ።


እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦ “ናብ ፈርዖን ኬድካ ‘ከገልግሉኒ ንህዝበይ ስደዶም።


እቲ ሩባ ድማ ብጭንቍራዕ ፈኽፈኽ ክብል እዩ። ካብቲ ሩባ ወፂአን ድማ ናብ ቤትካን ናብ መደቀሲኻን ናብ ዓራትካን ናብ ቤት መኳንንትኻን ናብ ህዝብኻን ናብ እቶናትካን ናብ ንፅባኻን ኽኣትዋ እየን።


ኣይሰድድን ኢልካ እንተ ኸልኪልካዮም ግና፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos