8 እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ከምዙይ በሎም፦
ምስ ፈርዖን ክዛረቡ እንተለዉ ሙሴ ወዲ ሰማንያ ዓመት፥ ኣሮን ከዓ ወዲ ሰማንያን ሰለስተን ዓመት ነበሩ።
“ፈርዖን ‘ተኣምራት ኣርእዩኒ’ እንተበለኩም፥ ንኣሮን ‘በትርኻ ኣብ ቅድሚ ፈርዖን ደርብያ’ በሎ። ንሳ ኸዓ ተመን ክትከውን እያ።”
ነቲ ኣብ ማእኸል ግብፂ፥ ኣብ ንጉስ ግብፂ ፈርዖንን ኣብ ኵላ ሃገሩን ዝገበሮ ምልክታቱን ግብርታቱን ዘክሩ።