10-11 እግዚኣብሄር ከዓ ንሙሴ “ናብ ንጉስ ግብፂ ፈርዖን ኣቲኻ፥ ንደቂ እስራኤል ካብ ሃገሩ ንኽወፁ ኽሰዶም ንገሮ” በሎ።
ሙሴ ኸዓ፥ ንደቂ እስራኤል እዝ ዅሉ ነገሮም። ንሳቶም ግና ካብ ጭንቂ ህይወቶምን ካብ ክብደት ስራሕን ዝተልዓለ ኣይሰምዕዎን።