Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 4:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ መሊሱ “ንኢድካ ናብ መንኰራርዕትኻ ኣእትዋ” በሎ። ሙሴ ኸዓ ናብ መንኰራርዕቱ ኣእተዋ። ምስ ኣውፅኣ ድማ፥ እንሆ ኢዱ ኸም በረድ ዝፃዕደወት ለምፃም ኮነት።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 4:6
3 Referencias Cruzadas  

እምበኣርከስ እቲ ለምፂ ንእማን ንዘለኣለም ኣባኻን ኣብ ዘርእኻን ይልገብ” በሎ። ሽዑ ሕማም ለምፂ ሓመመ፤ ቈርበቱ ኸዓ ኸም በረድ ፃዕድዩ፥ ለምፃም ኮይኑ ኻብ ቅድሚ ኤልሳዕ ወፀ።


እቲ ኻህን ይመርምሮ፤ እንሆ ኸዓ፥ እቲ ኣብ ፃዕዳ ብሩህ ብሮት ዘሎ ፀጕሪ እንተ ፃዕደወ፥ ካብቲ ቘርበት ከዓ ጐድጒዱ እንተ ተርኣየ፥ ንሱ ኣብቲ በሰላ ሓዊ ዝወፀ ሕማም ለምፂ እዩ። ዝረኸሰ ምዃኑ ድማ እቲ ኻህን ይንገር፤ እዙይ ሕማም ለምፂ እዩ።


እቲ ደመና ኻብ ልዕሊ እቲ ድንኳን ኣግለሰ፤ እንሆ ኸዓ ንማርያም ለምፂ ሓዛ፤ ከም በረድውን ፃዕደወት። ኣሮን ድማ ናብ ማርያም ግልፅ በለ፤ እንሆ ኸዓ ሕማም ለምፂ ሒዝዋ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos