26 እግዚኣብሄር ከዓ ካብኡ ድሕር በለ፤ ሽዑ ኸዓ እያ ስለ ግርዘቱ “ናይ ደም መርዓዊ ኢኻ” ዝበለት።
ሽዑ ሲፖራ ፅንፅልሒት ወሲዳ ወዳ ገረዘት፤ ንሙሴ ኸዓ “ንስኻ ንኣይ ናይ ደም መርዓዊ ኢኻ” እናበለት ናብ እግሩ ደርበየቶ።
እግዚኣብሄር ከዓ ንኣሮን “ኪድ እሞ ንሙሴ ኣብ ምድረ በዳ ተራኸቦ” በሎ። ኣሮን ከዓ ኣብቲ እምባ እግዚኣብሄር ከይዱ ተራኸቦ፤ ሰዓሞውን።