Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 4:19 - መፅሓፍ ቅዱስ

19 እግዚኣብሄር ከዓ ንሙሴ ኣብ ምድያም፥ “ኵሎም እቶም ንነፍስኻ ዝደልዩዋ ዝነበሩ ሰባት ሞይቶም እዮም እሞ፥ ኪድ ናብ ግብፂ ተመለስ” በሎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 4:19
3 Referencias Cruzadas  

ፈርዖን ከዓ እዝ ነገርዙይ ሰሚዑ ንሙሴ ኽቐትሎ ደለየ። ሙሴ ግና ኻብ ቅድሚ ንጉስ ሃዲሙ፤ ናብ ምድሪ ምድያም ከደ፤ ኣብኡ ምስ በፅሐ ድማ ኣብ ጥቓ ሓደ ዒላ ኮፍ በለ።


ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ንጉስ ግብፂ ሞተ። ደቂ እስራኤል ከዓ ባርነት መሪሩዎም በኸዩ፤ ናብ እግዚኣብሄርውን ጠርዑ። እቲ ብዛዕባ ባርነቶም ዝገበርዎ ኣውያት ድማ ናብ እግዚኣብሄር ዓረገ።


“እቶም ንነፍሲ እዝ ህፃን ዝደልዩ፥ ሞይቶም እዮም እሞ ተስእ፤ ነዝ ህፃንን ንኖኡን ሒዝካ፥ ናብ ምድሪ እስራኤል ኪድ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos